ዜናታት ስፖርት
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ስፖርት፡ ናይ 2024 ውድድራት ዋንዳ ዳያመንድ ሊግ፣ ግጥማት ኦሎምፒክ ግጥም ጽዋዕ ዓለም ኣብ ፓሪስ፣ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፕዮን ክለባት ዓለም ከምዝኾነት ብድሕሪኡ ንግጥማትን ውጽኢትን ፕሪምየር ሊግ ከነቕርበልኩም ኢና።
Your browser doesn’t support HTML5