ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ታሕሳስ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ታሕሳስ 2023 ዕለታዊ ዜና ጸብጻብ ኵናት እስራኤልን ሓማስን ኣብ ግብጺ ዝካየድ ዘሎ ዘተን ምስ ጸረ-ባልዕ ዘፍረየት በዓልቲ-ሞያ ዝተካየደ ቃለ መሕትት የጠቓልል።