ዕላል ክንፈ ገብረገርግስ እንኮላይ ጭራ ዋጣኡ

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ምስ ክንፈ ገብረገርግስ -- እንኮላ ምስ ጫራ ዋጣኡ

ኣርቲስት ክንፈ ገብረገርግስ ምስ ጭራ ዋጣ ዝተላለየ ካብ ቁልዕነቱ ኣትሒዙ እዩ። ክንፈ ናብ ባህላዊ ኪነ ጥበብ ትግርኛ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ኣርባዕተ ካሴታት ኣሐቲሙ ኣሎ። ብነፀላ ዜማታት ድማ ብርክት ዝበሉ ባህላዊ ደርፍታት ኣውፂኡ እዩ። ብፍላይ ኣብ መርዓታት ውሩይ ተፃዋታይ ጭራዋጣ ከምዝኾነ ብብዙሓት ይፍለጥ። ንስራሓቱን ናይ ሙዚቃ ህይወቱን ኣመልኪትና ዓድምናዮ ኣሎና።