ምርኢት መዓልቲ ምስጋና ከተማ ኒው-ዮርክ
Your browser doesn’t support HTML5
ከተማ ኒው ዮርክ ናይ ሜሲስ መበል 97 ሰልፋዊ ምርኢት ኣተኣናጊዳ። ኣብቲ ሰልፋዊ ምርኢት 48 ገፀባህሪን ሓደሽቲ ባሉናትን፣ 26 ተንሳፈፍቲ ገይፅታት፣ 12 ተሰለፍቲ መዚቀኛታት ወይ ባንድታትን ልዕሊ 700 ዝተፈላለዩ ምስልታት ዘለዎም መስሓቒ ምስላታት ዝተኸደኑ ገፀ-ባህሪያት (Clowns) ዝማዕረገ ምርእታዊ ገይፅታት ነይሮም።