መዓልቲ ምስጋና ኣመሪካ ካበይ ናበይ?

Your browser doesn’t support HTML5

ዓመታዊ ከምዛ ሎሚ ሓሙስ 23 ሕዳር፡ ኣመሪካውያን መዓልቲ ምስጋና የብዕሉ። እዚ ዕለት ኣብ 1621 ዝጀመረ ኰይኑ፡ ነቲ ፈለማ ደቀባት ኣመሪካ ምስቶም ካብ ዓዲ-እንግሊዝ ዝመጽኡ ሰፋሮ ብሓባር ዝጸንበልሉ’ዩ። ንኣበጋግሳ፡ ከይዲን ድሒሩ ኣንፈቱ ዝቐየር ሓባራዊ እንግዶት ደቀባትን ነጋድያንን (ድሒሮም ሰፋሮ) እዛ መዓልቲ ምስጋና ኣመልኪታ ኣባልና ዶራ ማካዋር ዘዳለወቶ ጸብጻብ’ዩ።