ምቍራጽ ተጻብኦን ምልውዋጥ እሱራትን እስራኤል-ሓማስ ኣብ መፈጸምታኡ...

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ቓዛ ሎሚ ን’4-መዓልታት ምቁራፅ ተፃብኦ ክግበርን ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ሓያሎ ክልቀቑ፣ ብእስራኤል ተኣሲሮም ዘለዉ ፍልስጤማውያን ክፍትሑን ዝተገብረ ስምምዕ ኣብ መወዳኣታ ሰዓት ሒቕታ ኣጋጢምዎ’ሎ። ከም ሓበሬታ ላዕለዋይ በዓል መዚ እስራኤል እቲ መስርሕ ጽባሕ ዓርቢ ክፍጸም'ዩ። ፀብፃብ ሊንዳ ግራድስተን ካብ እየሩሳሌምን ኣሶሸይትድ ፕሬስን'ዩ ተተርጒሙ ቀሪቡ ኣሎ።