ፕረዚደንት ባይደን ንፍርያት ኣወላፊ መድሃኒት ፋንታንይል ንምብታኽ ይትስፈዉ

Your browser doesn’t support HTML5

ምምሕዳር ፕረዚደንት ባይደን፡ ነቲ ጠንቂ ኣወላፊ መድሃኒት ኰይኑ ዘሎ ፋንታንይል ንምዕጋት ኣበርቲዑ ክሰርሕ ምዃኑ ትማሊ ሰሉስ ኣመልኪቱ። እዚ ድሕሪ ምስ መራሕቲ መክሲኮን ቻይናን ዝተገብረ ዝርርብ ምዃኑ’ዩ። ተዓዘብቲ ግን በቲ መደብ ክንድቲ ትስፉዋት ኣይመስሉን። እቲ ኣወላፊ መድሃኒ ፋንታንይል ብነፋሪት ወይ ካልእ መጓዓዝያ ምድሪ፡ ምናልባት’ውን ብኣገልግሎት ፖስታ ካብን ናብን ሃገራት ክለኣኽ ዝኽእል’ዩ--ከም ጸብጻብ ፓትስይ ዉዳኩስዋራ