ባህላውያን ዓደንቲ ናሚብያ ኣብ ሓደጋ
Your browser doesn’t support HTML5
ናሚብያ ንዓለምለኸ ጠለብ ማዕድናት ንምምላእ ኢንዱስትሪ ማዕድን ተግፍሕ'ላ። ብስንክ'ዚ ከኣ እቶም ንዘበናት ንእስ ብዝበለ ዓቕሚ ስራሕቲ ዕደና ኣብ መሬቶም ክካይዱ ዝጸንሑ ስድራ ቤታት ካብ መሬቶም ክመዛባሉ ይግበሩ ከም ዘለዉ ይገልጹ'ለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5