መዓስ'ዩ መራሒ ኣመሪካ ኣሪጉ/ጋ ዝብሃል?

Your browser doesn’t support HTML5

ማእከላይ ዕድመ ኣመሪካውያን 39 ዓመት እዩ። ዝለዓለ ስልጣን ዝሓዙ መብዛሕትኦም መራሕቲ ግን ዕድሚኦም ልዕሊ 60 ዓመት እዩ። ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን 80 ዓመቶም። ኣብ 2024 ኣ\ፈ ኣብ ዝካየድ ፕረዘደንታዊ ምርጫ ንምውድዳር ንርፓብሊካውያን ፓርቲ ብምውካል ቅድሚት ይመርሑ ዘለዉ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ 77 ዓመቶም። ማእከላይ ዕድመ ሰነትራት ኣመሪካ ድማካ 64 እዩ።