ቃንጥሻራ ከም መከላኸሊ ባርዕ ጫካ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ምዕራብ ኣመሪካ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 20 ሚልዮን ሄክታር ኣብ ዝፅጋዕ መሬት ዘስዓቦ ምብዳም ንኸይድገም ሰብ ሞያ ኣግራብ ይሰርሑ ኣለዉ። ኣብታ ብጎቦታት ዝማዕረገት ግዝኣት ኮሎራዶ ተመራመርቲ ኣግራብ ቅንጥሻራ (ማሽሩም) ብምጥቃም ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣግራብ ብተፈጥሮኣዊ መገዲ ንምቕናስ ዝጥቀምሉ መገዲ ኣመልኪታ ሸሊ ሽለንደር ዝለኣኸቶ ጸብጻብ'ዩ ተተርጕሙ ቀሪቡ ዘሎ።