ፈነወ ትግርኛ ሰንበት

Your browser doesn’t support HTML5

ድምጺ ኣመሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሰኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው። ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ዕለታዊ ዜና፥ እዋናዊ ጉዳያት ዝህድስስ ጸብጻባትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ። ኣብ ቐዳምን ሰንበትን ድማ ኣብ ፍሉይ ጉድያት ዘተኹር መደባት ይቐርብ።