ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 መስከረም 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 መስከረም 2023 ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ብቴሌፎን ተዘራሪቦም: ኩነታት ተመሃሮ ክልል ኣምሓራን:ምምስራት ማሕበር ስነ-ጥበባዊያን ትግራይ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምል ኣኽ ምጅማሩን ዝብሉ የጠቓልል።