22 ዓመት ዝኽሪ ምዕጻው ናጻ ፕረስ፤ ፐን ኤርትራ ንካሳሁን ቸኮል ይሽልም

Your browser doesn’t support HTML5

ቅድሚ 22 ዓመት ከምዛ ሎሚ 18 መስከረም፡ ሸውዓተ ጋዜጣታት ብሕቲ ኤርትራ ዝተዓጽዋሉን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ዝነበረ ዝተኣስሩሉን ዕለት’ዩ። ጸኒሖም ድማ ኣሰነዳእቲ ጋዜጣታት ብሕቲ ተኣሲሮም። ኣብ ስደት ዝተመሰረተ ማሕበር ጸሓፍቲን ደረስቲን ፐን ኤርትራ እምበኣር ነዛ ዕለት ዝዝክር ዓመታዊ ሽልማት ሓሳብካ ምግላጽ ይህብ’ዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ዕዉት ከኣ ኣሕታሚ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል’ዩ። ኣብዚ ኣጋጣሚ ተደሪቱ ኣብርሃም ተስፋልኡል ዘዳለዎ ዘዳለዎ ጸብጻብ’ዩ።