ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 14 መስከረም 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 14 መስከረም 2023
ዜና
ኣብ ኤርትራ 5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጓኒፉ፡ ኣብ ሰብ ዝወረደ ክሳራ ዛጊት ኣይተመዝገበን ፡ቱኒዝያ ጉጅለ ልኡኽ ፓርላማ ኤውሮጳ ናብታ ሃገር ከይኣትው ከልኪላ
መደብ መንእሰያት
ኣብ መቐለ ልዕሊ ፍጥነት እግሪ፡ ብኢዱ ዝወርድ መንእሰይ
ኣብ ኤርትራ ንዘረባ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ምስ እትለውጥ ሶፍትዌር ምስ ዘማዕበሉ መሃንድስት የጠቓልል።