ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 መስከረም 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 መስከረም 2023
መርማሪ ሕ/ሃ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ጊዚኡ ክናዋሕ ጻውዒት ቐሪቡ ፡ ኣከባብራ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን
ኣብ ኣመሪካ ኣማኻዊ ንጉዳያት ዲያስፖራ ብምዃን ካብ ዝተመረጹ 12 ሰባት ሓንቲ ኤርትራዊያን ኣመሪካዊያን ኣልማዝ ነጋሽ ዝተኻየደ ዕላል የጠቓልል።