ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 መስከረም 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 መስከረም 2023
ዜና ( 22 ዓመት ዝኽሪ ምዕጻው ናጻ ፕረስ፤ ፐን ኤርትራ ንካሳሁን ቸኮል ይሽልም ፡ መርማሪ ኮሚተ ሕቡራት ሃገራት፣ "ኣብ ክልል ትግራይ ገበናት ኲናት ይፍጸም ኣሎ” ይብል )
መደብ ስፖርትን
መደብ ሕርሻ ኣብ ከተማ ኣስመራ ስራሕ ምትካል ኣታክልቲ ዝተዋፈሩ ወለንታዊ ዜጋ የጠቓልል።