ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ነሓሰ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 29 ነሓሰ 2023 ዜና (ሕ/ሃ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈጥረ ግጭት 183 ሰባት ምሟቶም ይገልጽ፥ ዓረና ሓድሽ መሪሕነት ይምረፅ፡ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብምሉእ ክትግበር ይፅውዕ ) ኣከባብራ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ካልኦትን የጠቓልል