ምምሕያሽ ምህዞ፡ ቀጥታዊ ጸገም ንምፍታሕ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰንበት 13 ነሓሰ ተኸፊቱ 20 ነሓሰ ኣብ ዝተዛዘመ ፌስቲቫል ኤርትራ 2023 ኣብ ኣዳራሽ ምህዞን ሰንዓን ብዝተፈላለዩ ተሳተፍቲ ዝቐረቡ ስራሓት ነቶም ኣብ ከባቢኦም ዝርኣዩ ሕጽረታት ንምቅላል ዝፈተኑ’ዮም። ወኪልና ብርሃነ በርሀ ንገለ ካብቶም ተሳተፍቲን ንጸገም ከባቢኦም ንምምሕያሽ ካብ ዝሰርሑ ዘለዉን ኣዘራሪቡ ዝለኣኾ ጸብጻብ ይስዕብ።