ዘተ ምስ ኣካየድቲ ፈስቲቫል ተጋሩ ደንቨር -- ሰሜን ኣመሪካ
Your browser doesn’t support HTML5
ጊዚያዊ ኣማሓዳሪ ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ዋና ዝተረኽበሉ ፊስቲቫል ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ዝቀረባ ኣብ ከተማ ዴንቨር ምክያዱ ይዝከር። ኣብቲ ባህላዊ፡ ምርምራዊን ካልእ ሓያሎ ንጥፈታትን ዝተኣናገደሉ ፈስቲቫል ኣመልኪትና እምበኣር ኣቶ ኢልያስ ጎደፋይ፣ ኣደ መንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኣሜሪካ ሄለን ግደይ፣ ኣቦ መንበር ማሕበር መናእሰያት ሰሜን ኣሜሪካ ዝነበ ኣረጋዊን ነባር ኣባል ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ኣቶ ሙሉ ደሞዝን ዓዲምና ኣለና።