ብዙሕ ሃጓፋት ዝተራእዮ ምርጫ ዚምባብወ

Your browser doesn’t support HTML5

ዚምባብወ ትማሊ ረቡዕ ዘካየደቶ ምርጫ ሰፊሕ ምድንጓያትን ሕፅረት ወራቓቕቲ መውሃቢ ድምፅን ዘጋጠሞ ከም ዘጋጠሞ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ገሊኡ ንቝጣታት ምርጫ ምሃብ ድምፂ ናብ ዝቕፅል ማዕልቲ ክናዋሕ ተገይሩ ኣሎ። ኮሎምቦስ ማቩንጋ ካብ ዋና ከተማ ሃራሬ ዝለኣኾ ፀብፃብ ተተርጒሙ ይስዕብ።