ዋሽንግተን ዲሲ —
ብሰንኪ ኲናት ትግራይ ስሩዕ ኣገልግሎት ኣቋሪጹ ዝነበረ ማእከላት ጥዕና ትግራይ፡ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያን ምጅማር መድሃኒታትን ኣብ ዝሓሸ ብርኪ ከም ዘሎ ሰብ-መዚ የመልክቱ። እንተዀነ እቲ ዘሎ ቀረባት ገና ምሉእ ኣይኰነን። ወኪልና ኣለም ፍስሃ ናብ ኣኽሱም ተጓዒዙ ቀንዩ ንኹታት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቅዱስቲ ማርያም ኣኽሱም ዝድህስስ መደብ ኣዳልዩ ኣሎ፡ ንምክትታሉ መላግቦ ሰዓቡ።