ፈላሚ ክትዕ ኣብ መንጎ 8 ተወዳደርቲ ሰልፊ ርፓብሊካውያን

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ኣመሪካ ንክኾኑ ዝምነዩ ሸሞንተ ርፓብሊካዊያን፡ ትማሊ ምሸት ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ዊስኮንስን፣ ንዓመታ ምርጫ ቅድሚ ምክያዱ ኣብ ዘዳለዎ ፈላማይ ክትዕ ተሳቲፎም። ኣብቲ ናይ ክትዕ ኣዳራሽ ዝነበረ ወኪልና ስቲቭ ሄርማን ዝለኣኾ ጸብጻብ'ዩ።