ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 መስከረም 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 7 መስከረም 2023 ዜና ኣብ ከተማ መቐለ ሰላማዊ ሰልፊ ብኣባላት ጸጥታ ይብተን መደብ ጥዕና ንሆስፒታል ሓውዜን የጠቓልል።