ብዙሕ ክጠልም ዘይጠለመት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ፡ ብሰንኪ ዝነበረ ዕጽዋን ስእነት ቀረባትን ሓያሎ ዜጋታት ከለዎም’ውን ነቲ ሕማቕ እዋን ንምስጋር ተጸጊሞም’ዮም። ኣብቲ እዋን ብገለ ነጋዶ ቅልጡፍ ገንዘብ ናይ ምኽዕባት ተግባራት ከርእዩ እንከለዉ፡ ገለ ግን ነቲ ዘሎ ኵነታት ኣብ ምርግጋእ’ዮም ተዋፊሮም። ነባሪት ኣኽሱም ዝዀነት የማር ኣፅብሃ ሓንቲ ካብተን ሰብ ጽቡቕ ተግባር’ያ።