ገጣሚ ኣብ ስደት -- ሃይለ ቢዘን
Your browser doesn’t support HTML5
ገጣሚ፡ ኣርታዒ፡ ጋዜጠኛን ጸሓፊ ሓጸርቲ ዛንታታን ሃይለ ቢዘን፡ ኣብ በበይኑ እዋን፡ ከም ኣባል መመዪት ሽማግለ ስነ-ጽሑፍ ራይሞክ፡ ዋና ኣርታዒ ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ኣባል ቦርድ ምስንዳእ መጽሔት ሕውየት፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ዓመታዊ ውድድር ሓጺር ዛንታታት፡ ድሒሩ ድማ ፕረዚደንት ማሕበር ጸሓፍቲን ጋዜጠኛታትን ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት ኮይኑ ሰሪሑ።
ንስራሓቱ ዝድህስስ መደብን ቃለ-ምልልስ ምስቲ ገጣሚ ሃይለ ቢዘን ንምክትታል መላግቦ ሰዓቡ።