ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 መስከረም 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 መስከረም 2023 ዜና (ሕ/ሃ እስራኤል ኤርትራዊያን ከይትሰጉግ የጠንቅቕ፤ ኣብ መቐለ ኣተሓባበርቲ ሰልፊ ተኣሲሮም፤ ኣምንስቲ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ተፈጺሞም ዝበሎም ግህሰተታት ዝምልከት ጸብጻብ ኣውጺኡ) ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ኤርትራዊያን ንዝተፈጥረ ግጭት ዝድህስስ መደብ የጠቓልል