ኣሸንዳ መቐለ ኣብ መንጎ ተመዛበልቲ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣቐዲሙ ብለበዳ ከቪድ፡ ድሒሩ ድማ ብሰንኪ ኲናት ተቓሪጹ ዝጸንሐ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ተመዛበልቲ ሎሚ ተኸቢሩ። ተሳተፍቲ እቲ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ቐፃሊ ዓመት በዓል ኣሸንዳ ኣብ መረበተን ከኽብርኦ ዘለወን ተስፋ ገሊፀን።
Your browser doesn’t support HTML5