ተዓወትቲ ቡዳፐስት ብቓላተን
Your browser doesn’t support HTML5
ቀዳም ኣብ ቡዳፐስት ኣብ ዝተኻየደ ዓለማዊ ውድድር ኣትለቲክስ ኢትዮጵያውያን ጎየይት ን10-ሽሕ ሜትሮ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ’የን ተዓዊተናሉ። ድሕሪ ዓወት ኣብቲ ቦታ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኢብሳ ነገሰ ምስተን ዕዉታት ጎየይቲን ኣሰልጣኒን ሓጺር ዝርርብ ክግበር ዕድል ረኺቡ ነይሩ። ቀዳመይቲን ካልኣይቲን ዝወጽኣ ጉዳፍ ፀጋይን ለተሰንበት ግደይን፡ ብዛዕባ ዓወተን ከምኡ’ውን ድማ መውደቕቲ ሲፍን ሓሰንን ርእይቶአን ኣካፊለን ኣለዋ።