"ዕልዋ ኒጀር እንተ ተዓዊቱ ኣብ ኣፍሪቃ ደሞክራሲ ኣብቂዑ ማለት'ዩ፡" ላዕለዋይ መራሒ

Your browser doesn’t support HTML5

"ኣብ ኒጀር ዕልዋ ዝፈጸሙ ወትሃደራት እንተሰሚሩሎም፣ ፍጻመ ዴሞክራሲ ኣፍሪቃ ዘብስር እዩ፡" ኢሎም ምስ ኣሶሴትድ ፕረስ ቃለ ምልልስ ዝገበሩ ሓደ ላዕለዋይ ባዓል ስልጣን ፓርቲ ፕረዚደንት ባዙም።