ስእሊን ኲናትን

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ግጭት ካርቱም ዝሃደመ ሱዳናዊ ሰኣሊ፡ ነቲ ኣብ ሃገሩ ዝቐጸለ ኲናት ዘንጸባርቕ ኤግዝቪሽን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ የርኢ`ሎ። ዓብደልራሕማን ዓብደላ፡ እቲ ዝቐጸለ ኲናት ንባህልን ታሪኽን ህዝቢ ሱዳን ማዕረ ክንደይ ጎዳኢ ምዃኑ፡ ዓለም ክፈልጥ ንምግባር ነቲ ኢግዝቪሽን ከም ዘዳለዎ ገሊጹ`ሎ። ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ዝሰርሖ መደብ'ዩ ተተርጒሙ ቀሪቡ ዘሎ።