ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 ነሓሰ 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 31 ነሓሰ 2023
ዜና(ኢትዮጵያ፡ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ነባሮ ተወሳኺ ተጽዕኖ የንብር ፡ ሃዋሳ፡ ስርቂን ዘረፋን ንምግታእ ካመራታት ኣብ ኣብያተ ንግዲን ትካላትን ክግጠም ተወሲኑ )
መደብ መንእሰያት-ካብ ግሉተን ናጻ ዝዀነ ፓስታ ምስ ዘዳለዎ መንእሰያት ዝተኻየደ ዕላል የጠቓልል።