ዕቃበ ስነ-ቅርሲ ቀዳሞት ጸለምቲ ኣመሪካውያን
Your browser doesn’t support HTML5
ፀለምቲ ክኢላታት ስነ ህንፃ ካብ መንጎ እቶም ኣብ ኣመሪካ ዘመናዊ ምንቅስቓስ ስነ ህንፃ ኣብ ምቕራፅ ዝሓገዙ ፈለምቲ እዮም ነይሮም። ኣብ 1957 ኣ/ፈ ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ትካል ቅየሳ ዝመስረተ ሮበርት ኬናርድ ሓደ ካብኣቶምም'ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5