ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ነሓሰ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ነሓሰ 2023 ዜና(ማሕበር ረዲኤት ትግራይ ምሕደራኡ ተረኪቡ፡መገዲ ኣየር ግብጺ ናብ ሱዳን በረራ ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ) መደብ ጥዕና- ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ስርዓት ኣመጋግባ ትሰርሕ ዶ/ር ኤደን ታረቀ ዝተኻይደ ጻንሒት የጠቓልል።