ግጭት ሱዳን ንምዕራፉ ተስፋ ኣብ ዝሰኣነሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ግጭት ሱዳን ብወተሃደራዊ ይኹን ብዲፕሎማሲያዊ ኣገባብ ፍታሕ ናብ ዘይርከበሉ ደረጃ በጺሑ`ሎ ይብሉ ኣለዉ ገለ ተንተንቲ። እቲ ኲናት ኣብ ሓጺር እዋን ጠጠው ዝብል`ውን ኣይመስልን ይብሉ። ካብ ካርቱም ሃዲሞም ደቡብ ሱዳን ዝኣትዉ ዘለዉ ብወገኖም እታ ከተማ ናብ ምሉእ ውድቀት ትኸይድ ኣላ ይብሉ--ከም ጸብጻብ ሀንሪ ዊልክንስ ካብ ጆዳ ደቡብ ሱዳን።