መፍትሒ ዋጋ ኣመሪካውያን ካብ ማእሰርቲ ካብ ኢራን ዝተኻፋፈለ ስምዒት የሕድር
Your browser doesn’t support HTML5
ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን፡ “ምፍታሕ ኣብ ኢራን ብጌጋ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣመሪካውያን ተስፋ ዝህብ ምዕባለ’ዩ፡” ክብል ገሊጹ። ተንተንቲ ግን እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ሃገራት ውዕል ንኻልኦት ሃገራት ዘተባብዕ ከይከውን ስግኣቶም ይገልጹ። ወኪልና ሲንድይ ሰይን ብዛዕዛ'ዚ ጉዳይ ንዘዳልወቶ ትርጕሙ ይቐርብ።