ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ--እቲ ካልእ ኩርናዕ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኣመሪካ፡ ኣብቲ ናይ ቀደም እዋናት፡ ሓደ ሕጹይ ምርጫ ዘለዎ `ካሪዝማ` ማለት ዘለዎ ቁመናን ዘርእዮ ኣቀራርባን፡ ኣብ ፕረሲደንታዊ ወድድር ክሳብ ክንድኡ ኣገዳሲ ኣይነበረን።
እንተኾነ ኣብ ዘመን ኤለክትሮኒክስን ማሕበራዊ ሚድያን፡ ሕጹያት ምስ ኣድመጽቲ ብውልቆም ናይ ምትእስሳር ዓቕሞም፡ ናብ ዋይት-ሃውስ ናይ ምእታው ዕድሎም ክውስኖ ይኽእል`ዩ ይብል ጸብጻብ ስቲቭ ሀርማን ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ።