ኬንያ፤ ኣብ መንጎ ናጽነት ሃይማኖትን ስግኣት ንዘይምድጋም ትራጀዲን

Your browser doesn’t support HTML5

ሰበ-ስልጣን ኬንያ ካብ ሓደ ብዙሕ ዕምቆት ዘይብሉ ጃምላዊ መቓብር ልዕሊ 400 ኣስከሬን ኣውጺኦም። እቲ ጃምላዊ መቓብር ምስ ሓደ ንነብሶም ኣጥምዮም ክሞቱ ዝእዝዝ እምነት ዝተሓሓዝ ምዃኑ`ዩ ዝእመን። ኣብ ኬንያ ኣብ መንጎ ምኽባር ናጽነት ሃይማኖትን፡ ምኽባር ህይወት ኣመንትን ክርክር ኣልዒሉ`ሎ። ጸብጻብ ፍራንሲስ ኦንቶምዋ ካብ ናይሮቢ’ዩ።