ጎንጺ ፋኖን ሰራዊት ፈደራል መንግስቲን ይቕጽል
Your browser doesn’t support HTML5
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዕጡቕ ሚላሻ ፋኖ ኣብ ዝገብሮ ዘሎ ምልውዋጥ ተዅሲ፡ ገለ ወረዳታት ኣብ ትሕቲ ቍጽጽር እቲ ሓይሊ (መንግስቲ ወይ ፋኖ?) ኣብ ትሕቲ ቅጽጽር ሓይሊ ሰራዊት ምክልኻል ምእታወን ኣመልኪቱ። ላዕለዎት ሰብ-መዚ መንግስቲ ንኣባልት ሚሊሻ ፋኖ መንግስቲ ንምግልባጥ ይጽዕሩ ኣለዉ ኢሎም ይኸሱ ኣለዉ። እቲ ጎንጺ ሎሚ ሰኑይ’ውን ኣብ በበብይኑ ወገናት ቀጺሉ ምህላዉ ኣገልግሎት ዜና ሮስይተርስ ጸብጺቡ።