ሓደገኛነት ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ኣብ እዋን ምርጫ

Your browser doesn’t support HTML5

`ዲፕፈይክ` ተባሂሉ ዝጽዋዕ ትምዩን ምስሊ ሰብ ተጠቒምካ ዝግበር ኣርቲፊሻላዊ ብልሒ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ጎስጓስ ኣየናይ `ዩ ሓቀኛ ንምፍላጥ ኣጸጋሚ ገይሩዎ ኣሎ። ኮሚሽን ምርጫ ኣመሪካ ግን ቅድሚ ምርጫ 2024 ነቲ ኣርቲፊሻላዊ ብልሒ ምቍጽጻር ክገብረሉ ኣይመረጸን። ጸብጻብ ዲያና ሚቸል'ዩ።