ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ሓምለ 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 13 ሓምለ 2023
ዜና - ኣብ ግብጺ ንጉዳይ ሱዳን ዝምልከት ኣኼባ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ኣብ ምርጫ ኤጵስ ቆጶሳት ክልል ትግራይን ካል ኦትን
መደብ ጥዕና ክሊኒክ ጥዕና ከተማ መቐለ ከምኡ'ውን ኣብ ሆስፒታል ፊስቱላ መንደፈራ ትሰርሕ ነርስ ይርጋኣለም ኢሳቅ የጠቃልል።