ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 ሓምለ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 ሓምለ 2023 ዜና - ኣብ መተማ ዘጋጠመ መጥቓዕቲ ዕጡቓት: ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ዝካየድ ዘተ ሰላምን ካልኦትን ኣብ ጉዳይ ኣብ ጊሰን ፌስቲቫል ኤርትራ ዝነበረ ኩነታት ብዓይኒ ሰብ ሞያ ሕጊ ዝድህስስ መደብ የጠቓልል