ጠመተ ቻይና ንቀርኒ ኣፍሪቃ ንሻቕሎት’ዶ ንተስፋ?

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ቻይና ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪቃ በበይኑ ወፍርታትን ጽምዶን ትገብር እኳ እንተላ፡ ብፍሉይ ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ እሞ ድማ ኤርትራን ኢትዮጵያን እትርእዮ ዘላ ተጋዳስነት ግን ሻቕሎትን ተስፋን የሕድር ኣሎ። ኣብዚ ኣርእስቲ ሓሳባቶም ከካፍሉና ዶክተር ሄርሞን ብርሃነ ዑቕባሚካኤል ካብ ደቡብ ኣፍሪቃን ኣቶ መርስኤ ኪዳን ካብ ኣመሪካን ኣዛቲና ኣሎና።