እፎይታ--ፃንሖት ንስነ-ልቦናዊ ሕወየት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዓዲግራት፡ ብምትሕባብር በበይኖም መሻርኽቲ ኣካላት፡ ንፆታዊ መጥቃዕቲ ዝወረደን ደቀንስትዮ ዝሕብሕብ ማእከል ተኸፊቱ። “እፎይታ” ተፀዊዑ ዘሎ ማእከል፡ ነተን ኣብኡ ዝዕቆባ ደቀንስትዮ ሞያዊ ስልጠና ብምሃብ፡ ንዳግመ-ሕውየትን ዝዓበየ ኣፍራይነትን ዝሰርሕ ትካል’ዩ።