ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2023
ዜና (ምብጻሕ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሩስያ፥ ሚ/ጉ/ወጻኢ ሩስያ ኣብ ኬንያን ብሩንዲን ዘካይድዎ ምብጻሕን ካልኦትን)
ጸብጻብ ኣብ ኡምራኩባ መዓስከር ስደተኛታት ዘለው ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታትን
ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካን ኤርትራውያን - ማሕበረ-ሰብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ፡ ደቆም ፡ባህሎምን ቋንቆኦምን ዘንጸባርቕሉ ናይ ዝነት ማለት ፒክኒክ መደብ የጠቃልል።