ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ግንቦት 2023 ዜና (ኣብ ከተማ ሸገር ዝፈረሱ መሳጊድ ብዝምልከት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ህይወት ሰብ ጠፊኡ፥ ምብጻሕ ሚ/ጉ/ወ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ካልኦትን ምርኽኻብ ብረት ኣብ ክልል ትግራይ ጻንሖት ምስ ኣቶ ገብሩ ኣስራት የጠቓልል።