ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ሰነ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 9 ሰነ 2023 ዜና(ፕሮግራም መግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝህቦ ሓገዝ መግቢ ደው ከምዘበለ ኣፍሊጡ: ዋሕዚ ካብ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትው ስደተኛታት ምቕጻሉ ኦቻ ሓቢሩን ካልኦትን) ንኩነታት ሞት ህጻናት ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ ዝምልከት ጸብጻብ የጠቓልል