ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ግንቦት 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ግንቦት 2023
ዜና ( መበል 32 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ምስ ምፍራስ ኣባይቲ ዝተተሓሓዙ 100 ሺሕ ቅሬታታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ)
ቤተክህነት ክልል ትግራይ 10 ኤጲስቆጶሳት ከምዝሸመ ኣፍሊጡ
ቃለ መሕተት ምስ ተሓጋጋዚት ኣሰልጣኒት ኩዕሶ ስኪዔት ደቂ ተባዕትዮ ፍናን ኣተወብርሃን የጠቃልል።