ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ሰነ 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 ሰነ 2023 ዜና (ኣብ ከተማ ሑመራን ከባቢኣን ዝተኻየደ ሰልፊን ተቃውሞ ክልል ትግራይን፡ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ምስዋር ሰባት ዝምልከት ጥርዓናት ይበጽሖ ምህላው ገሊጹ) ዜና ስፖርት መደብ ሕርሻ - ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክልተ ክታበታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ ዝብል የጠቃልል