ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2023 ዜና (ምብጻሕ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሩስያ፥ ሚ/ጉ/ወጻኢ ሩስያ ኣብ ኬንያን ብሩንዲን ዘካይድዎ ምብጻሕን ካልኦትን) ጸብጻብ ኣብ ኡምራኩባ መዓስከር ስደተኛታት ዘለው ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታትን ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካን ኤርትራውያን - ማሕበረ-ሰብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ፡ ደቆም ፡ባህሎምን ቋንቆኦምን ዘንጸባርቕሉ ናይ ዝነት ማለት ፒክኒክ መደብ የጠቃልል።