ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 ግንቦት 2023

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 8 ግንቦት 2023 ዜና ( ኦፌኮ ዘተ ሰላም ታንዛንያ ክቕጽል ጻውዒት ኣቕሪቡ፡ ሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ሰልፊ ብልጽግና ወረዳ ሃረካ ክልል ዓፋር ተቐቲሉ፡ክልል ትግራይ፤ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ዝኸፈታሉ ወፈራ ጽሬት ይግበር) ዜና ስፖርት መደብ ሕርሻ ሓረስቶት ወረዳ ሓውዜን ተስፋ ይመልሱ የጠቓልል።